Global Source: Globalኣብ ካርታ ተመልኪቱ ከምዘሎ እዚ መስመር ንህንዳዊ ውቅያኖስ ሰጊሩ ኣብ ኬንያን ታንዛንያ ብምብጻሕ ንሃገራት ዩጋንዳ፡ ርዋንዳ፡ ብሩንድ፡ ኢትዮጵያ፡ ሶማል፡ ጁቡቲ፡ ኤርትራ፡ ሱዳንን ግብጺን ኣጠቓሊሉ ናብ መዲተራንያን ይቕጽል። ብፍላይ ናይ ኬንያ ወድብ ሞምባሳ መራኸቢ ነቑጣ ክትከውን ተሓርያ ትርከብ።ዝሓለፈ ሰሙን ኬንይና ቻይናን 485 ኪሜ ካብ ሞምባሳ ናብ ናይሮቢ ዝዝርጋሕ መገዲ ባቡር ንኽስራሕ ኣብ ስምምዕ በጺሐን። እቲ ፕሮጀክት ኣብ ቀዳማይ መድረኽ 14 ቢዮን ዶላር ባጀት ጸዲቕሉ ኣሎ። ኣብ መወዳእቲ እቲ መገዲ ባቡር ናብ ዩጋንዳ ክቕጽል እዩ። እቲ ሓዲድ ብመንግስቲ ቻይና እዩ ክህነጽ።
ኣብ ካርታ ተመልኪቱ ከምዘሎ እዚ መስመር ንህንዳዊ ውቅያኖስ ሰጊሩ ኣብ ኬንያን ታንዛንያ ብምብጻሕ ንሃገራት ዩጋንዳ፡ ርዋንዳ፡ ብሩንድ፡ ኢትዮጵያ፡ ሶማል፡ ጁቡቲ፡ ኤርትራ፡ ሱዳንን ግብጺን ኣጠቓሊሉ ናብ መዲተራንያን ይቕጽል። ብፍላይ ናይ ኬንያ ወድብ ሞምባሳ መራኸቢ ነቑጣ ክትከውን ተሓርያ ትርከብ።ዝሓለፈ ሰሙን ኬንይና ቻይናን 485 ኪሜ ካብ ሞምባሳ ናብ ናይሮቢ ዝዝርጋሕ መገዲ ባቡር ንኽስራሕ ኣብ ስምምዕ በጺሐን። እቲ ፕሮጀክት ኣብ ቀዳማይ መድረኽ 14 ቢዮን ዶላር ባጀት ጸዲቕሉ ኣሎ። ኣብ መወዳእቲ እቲ መገዲ ባቡር ናብ ዩጋንዳ ክቕጽል እዩ። እቲ ሓዲድ ብመንግስቲ ቻይና እዩ ክህነጽ።