ኣውስትራሊያ ነጻ ሃገር ካብትኸውን ልዕሊ 118 ዓመታት ኣቑጺራ ኣላ። እንተኾነ ዜግነት ምሃብ ናይ ዉሑድ ዓመታት ኣምር እዩ፡ ኣብ 26 ጥሪ ንመበል 70 ዓመት ዝወሃብ ኣውስትራሊያዊ ዜግነት ኣብዝቀራረበሉ ዘሎ እዋን፣ እዚ ዝስዕብ ትሕዝቶ፡ ኣውስትራሊያዊ ዜግነት ከመይን ንምንታይን ከምዝወሃብ ክድህስስ እዩ።
Share

Published
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends


