An Australia Day Citizenship Ceremony and Flag Raising event in Canberra (AAP) Source: An Australia Day Citizenship Ceremony and Flag Raising event in Canberra (AAP)
ነቲ መንግስቲ ምስ ግብረ ሽበራ ዝተኣሳሰር ክነጥፉ ዝጸንሑ ኣብዝብሎ ዝተረኽቡ ድርብ ዜግነት ዘለዎም ኣውስትራሊያዊያን መጻኢኦም ዝውስን ብመንግስቲ ዝቖመ ኣካል ክሳብ ክንደይ ብቕንዕና ክሰርሕ ከምዝኽእል ኣብ ምልክት ሕቶ ኣትዩ። እዚ መንግስቲ ዘቖሞ ቦርድ ምምንዛዕ ዜግነት፡ ምስ ግብረ ሽበራዊ ስራሓት ዝተኣሳሰር ክነጥፉ ዝጸንሑ ዜጋታት ወይውን ኣብ ወጻኢ ምስ ዘለዉ ግብረሽበራዊያን ዉድባት ሓቢሮም ዝተቓለሱ ብዛዕባ ዝምልከት ፡እዚ ቦርድዩ ኣውስትራሊያዊ ዜግነቶም ክምንዛዕ ወይ ከይምንዛዕ ክውስን።