Biak Thwang Urai and family (SBS) Source: SBSኣውስትራሊያዊ ዜጋ ንምዃን ቀዋሚ ነባሪ ኮይንካ ዝጽንሖ ግዜ ክናዋሕን ከቢድ ፈተና ቋንቋ እንግሊዝ ክተኣታቶ ብሰነተር ፖውሊን ሃንሰን ዝቐረበ እማመ ብዓርቢ ኮሚተ ሰነት ነጺግዎ። እዚ ኣውስትራሊያዊ ዜጋ ንምዃን ተሪር መገዲ ክሕለፍ ዝቐርብ ዘሎ ኣማመ፡ ነቶም ኣማኢት ኣሻሓት ዜግነት ንምርካብ ኣመልኪቶም ኣብ ሰንፈላል ዘለዉ ጉዳዮም ንምስላጥ መንግስቲ ተወሰኽቲ ሰራሕተኛ ንምቑጻር ትሽዓተ ሚሊዮን መዲብሉ ኣብዘሎ እዋን እዩ።
ኣውስትራሊያዊ ዜጋ ንምዃን ቀዋሚ ነባሪ ኮይንካ ዝጽንሖ ግዜ ክናዋሕን ከቢድ ፈተና ቋንቋ እንግሊዝ ክተኣታቶ ብሰነተር ፖውሊን ሃንሰን ዝቐረበ እማመ ብዓርቢ ኮሚተ ሰነት ነጺግዎ። እዚ ኣውስትራሊያዊ ዜጋ ንምዃን ተሪር መገዲ ክሕለፍ ዝቐርብ ዘሎ ኣማመ፡ ነቶም ኣማኢት ኣሻሓት ዜግነት ንምርካብ ኣመልኪቶም ኣብ ሰንፈላል ዘለዉ ጉዳዮም ንምስላጥ መንግስቲ ተወሰኽቲ ሰራሕተኛ ንምቑጻር ትሽዓተ ሚሊዮን መዲብሉ ኣብዘሎ እዋን እዩ።