SKIP TO MAIN CONTENT

መንግቲ ኣውስትራሊያ ነቲ ተኸሲቱ ዘሎ ቅልውላው ባርዕ ጫካን ዝህቦ ዘሎ ግብረ መልሲን፡

NACA Feature
Source: AAP

መንግቲ ኣውስትራሊያ ነቲ ተኸሲቱ ዘሎ ቅልውላው ባርዕ ጫካን ዝህቦ ዘሎ ግብረ መልሲን ዝወስዶ ዘሎ ስጉምቲ ክሊማ ተወቒሱ። ቀዳማይ ሚኒስተር ስኮት ሞሪሰን ነዚ ዝከላኸል መልሲ ይህብ። ባርዕ ንኽጋደድ ለውጢ ክሊማ ግዲኡ ጌሩ ክከውን ይኽእልዩ እንተኾነ ዕደና ኮልን ጽኑዕ ፖሊሲ ብዛዕባ ምፍናው ካርቦን ናብ ኣየር መፍትሒ ክኸውን ኣይክእልን’ዩ ኢሉ ከምዝአምን ሚስተር ሞሪሶን ገሊጹ አሎ፡፤

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

መንግቲ ኣውስትራሊያ ነቲ ተኸሲቱ ዘሎ ቅልውላው ባርዕ ጫካን ዝህቦ ዘሎ ግብረ መልሲን ዝወስዶ ዘሎ ስጉምቲ ክሊማ ተወቒሱ። ቀዳማይ ሚኒስተር ስኮት ሞሪሰን ነዚ ዝከላኸል መልሲ ይህብ። ባርዕ ንኽጋደድ ለውጢ ክሊማ ግዲኡ ጌሩ ክከውን ይኽእልዩ እንተኾነ ዕደና ኮልን ጽኑዕ ፖሊሲ ብዛዕባ ምፍናው ካርቦን ናብ ኣየር መፍትሒ ክኸውን ኣይክእልን’ዩ ኢሉ ከምዝአምን ሚስተር ሞሪሶን ገሊጹ አሎ፡፤

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now