SKIP TO MAIN CONTENT

ተጣባቒት ክሊማ ግሬታ ቱንበርግ ናይ Time Magazine ናይዚ ዓመት ዝበለጸት ሰብ ተባሂላ።

NACA Feature
Greta Thunberg, who has been named Times youngest person of the year on Wednesday, Source: AAP

ተጣባቒት ክሊማ ግሬታ ቱንበርግ ናይ Time Magazine ናይዚ ዓመት ዝበለጸት ሰብ ብምዃን ነዚ ስልማት ዝረኸበት ብዕድመ ዝነኣሰት ምዃና ተፈሊጡ። እታ ስዊዲናዊት መንእሰይ ኣብ'ዚ እዋን ኣብ ማድሪድ ኣብዝግበር ዘሎ COP25 ኣብ ዋዕላ ክሊማ ትሳተፍ ኣላ፡፡ ኣብ'ቲ ዋዕላ አብዘስማዓቶ መደረ ፡ መንግስታት ብዛዕባ ክሊማ ክውሰድ ብዛዕባ ዝግብኦ ስጉምቲ ንዜጋታቶም የታልሉ ኣለዉ ብምባል ወቒሳ።

Published

Updated

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ተጣባቒት ክሊማ ግሬታ ቱንበርግ ናይ Time Magazine ናይዚ ዓመት ዝበለጸት ሰብ ብምዃን ነዚ ስልማት ዝረኸበት ብዕድመ ዝነኣሰት ምዃና ተፈሊጡ። እታ ስዊዲናዊት መንእሰይ ኣብ'ዚ እዋን ኣብ ማድሪድ ኣብዝግበር ዘሎ COP25 ኣብ ዋዕላ ክሊማ ትሳተፍ ኣላ፡፡ ኣብ'ቲ ዋዕላ አብዘስማዓቶ መደረ ፡ መንግስታት ብዛዕባ ክሊማ ክውሰድ ብዛዕባ ዝግብኦ ስጉምቲ ንዜጋታቶም የታልሉ ኣለዉ ብምባል ወቒሳ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now