A man lights a cigarette Source: AAPአብ ሰሜናዊ ገማግም ባሕሪ ግዝአት ታዝመንያ ዝርከቡ መንበሪ ከባቢታት ገለ ካብ’ቶም አብ አውስትራልያ ዝበአሱ’ዮም፡ ብመንጽር ቁጽሪ አትከኽቲ ሽጋራ ክረአ እንከሎ። ምስ’ቲ ሃገራዊ ገምጋም ዝኾነ ቁጽሪ ክነጻጸር እንከሎ ነዚ ዘይተደልየ መዝገብ ወኒኖም አለው ብመሰረት ሓደ ብቪክቶርያ ዩኒቨርሲቲ ዝወጸ ሓድሽ ጸብጻብ። ክኢላታት ከአ ብፍላይ አብ ገለ ማሕበረሰባት መጻእቲ ብዛዕባ ዘሎ ዝለዓለ መጠን ምትካኽ ስግኣቶም አብ ምግላጽ ይርከቡ።
አብ ሰሜናዊ ገማግም ባሕሪ ግዝአት ታዝመንያ ዝርከቡ መንበሪ ከባቢታት ገለ ካብ’ቶም አብ አውስትራልያ ዝበአሱ’ዮም፡ ብመንጽር ቁጽሪ አትከኽቲ ሽጋራ ክረአ እንከሎ። ምስ’ቲ ሃገራዊ ገምጋም ዝኾነ ቁጽሪ ክነጻጸር እንከሎ ነዚ ዘይተደልየ መዝገብ ወኒኖም አለው ብመሰረት ሓደ ብቪክቶርያ ዩኒቨርሲቲ ዝወጸ ሓድሽ ጸብጻብ። ክኢላታት ከአ ብፍላይ አብ ገለ ማሕበረሰባት መጻእቲ ብዛዕባ ዘሎ ዝለዓለ መጠን ምትካኽ ስግኣቶም አብ ምግላጽ ይርከቡ።