SKIP TO MAIN CONTENT

“ትካላት ዘይኮኑ ብዓባያ ኢትዮጵያ እያ በዚ ኣብስልጣን ዘሎ ትሽየጥ ዘላ።” ዶ/ር ደብረጽዮን ገ/ሚካኤል

News
Source: DW

ኣብ መቐለ ንኽልተ መዓልቲ ዝተገብረ ህዝባዊ ኮንፈረንስ ትግራይ 9 ነጥቢታት ዝሓዘ መግለጺ ብምውጻእ ተዛዚሙ። እቲ ካብዝተፈላለዩ ክፋል ሕብረተሰብ ዝውክሉ 1500 ዝተሳተፍዎ ዋዕላ ብዛዕባ ኩነታት ኢትዮጵያን ክልል ትግራይን ዘትዩን ኣብ መደምደምታ በጺሑን።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ መቐለ ንኽልተ መዓልቲ ዝተገብረ ህዝባዊ ኮንፈረንስ ትግራይ 9 ነጥቢታት ዝሓዘ መግለጺ ብምውጻእ ተዛዚሙ። እቲ ካብዝተፈላለዩ ክፋል ሕብረተሰብ ዝውክሉ 1500 ዝተሳተፍዎ ዋዕላ ብዛዕባ ኩነታት ኢትዮጵያን ክልል ትግራይን ዘትዩን ኣብ መደምደምታ በጺሑን።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now