SKIP TO MAIN CONTENT

ብሞት'ቶም ንኣሜሪካ ክሰግሩ ዝፍትኑ ዝነበሩ ኣቦን ጓልን ምቕላድ ነውሪ'ዩ፡ እቶም ከምኡ ዝገበሩ ኸኣ ክሕተትሉ'ዮም

A boy is carried by his mother as they attend the funeral of Salvadoran migrant Oscar Martinez and his almost two-year-old daughter Angie Valeria,
Source: AFP

ኣባላት ሓለዋን ክትትልን ዶባት ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ብዛዕባ ተሰደድቲን ንዕኦም ዝድግፉ ፖለቲከኛታትን ስድነት፡ ጸርፍን ንዕቀትን ዝመልኦ ርእይቶታትን ዘረባታትን ክገብሩ ተታሒዞም። እዞም ርእይቶታት ናብ ቃልዕ ዝወጹ ቀብሪ ናይ’ቶም ካብ ሜክሲኮ ናብ ኣሜሪካ ክበጽሑ እናፈተኑ ጥሒሎም ዝመቱ ኣቦን ጓልን ኣብ ዝካየደሉ ዝነበረ እዋን’ዩ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣባላት ሓለዋን ክትትልን ዶባት ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ብዛዕባ ተሰደድቲን ንዕኦም ዝድግፉ ፖለቲከኛታትን ስድነት፡ ጸርፍን ንዕቀትን ዝመልኦ ርእይቶታትን ዘረባታትን ክገብሩ ተታሒዞም። እዞም ርእይቶታት ናብ ቃልዕ ዝወጹ ቀብሪ ናይ’ቶም ካብ ሜክሲኮ ናብ ኣሜሪካ ክበጽሑ እናፈተኑ ጥሒሎም ዝመቱ ኣቦን ጓልን ኣብ ዝካየደሉ ዝነበረ እዋን’ዩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now