Source: Kibrom Demozኣብ ዓመተ 2019 ብቛንቋ ትግርኛ ካብ ዝፈረያ ናይ ግጥሚ መጻሕፍቲ "ሓወልተይ" ትብል መጽሓፍ ዝጸሓፈ ክብሮም ደሞዝ፤ ብዛዕባ ግጥሚታቱ ምስ ሬድዮ ኤስ ቢ ኤስ ብምኽንያት ሓዲሽ ዓመት ኮይኑ ቀሪቡ ኣሎ። "ግን፡ ትም ክጥዕም ከምዛ ዘይኮንካ ህጥም ኣብ ዘይጥዑም ዘሎ ጣዕሚ ንውሽጢ መንፈስ እንከቓኒ ኣቤት መቐረት! ኣቤት ጣዕሚ።"
ኣብ ዓመተ 2019 ብቛንቋ ትግርኛ ካብ ዝፈረያ ናይ ግጥሚ መጻሕፍቲ "ሓወልተይ" ትብል መጽሓፍ ዝጸሓፈ ክብሮም ደሞዝ፤ ብዛዕባ ግጥሚታቱ ምስ ሬድዮ ኤስ ቢ ኤስ ብምኽንያት ሓዲሽ ዓመት ኮይኑ ቀሪቡ ኣሎ። "ግን፡ ትም ክጥዕም ከምዛ ዘይኮንካ ህጥም ኣብ ዘይጥዑም ዘሎ ጣዕሚ ንውሽጢ መንፈስ እንከቓኒ ኣቤት መቐረት! ኣቤት ጣዕሚ።"