"እዚ ብዛዕባ ቀይሕ ባሕሪ ንሰምዖ ዘለና መግለጺ በይኑ ቀ/ሚ ኣብይ ዘመንጨዎ ኣይኮነን።" ቺፍ ፓውሎ ኣንቶንዮ
Credit: Paulo Antonio
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ብዛዕባ ኢትዮጵያ ዋንነት ቀይሕ ባሕሪ ክህልዋ ግድን ከምዝኾነ ዝሃቦ መግለጺ ስዒቡ፡ ኢትዮጵያዊያንን ኤርትራዊያንን ቀዳማይ ኣጀንዳኦም ኮይኑ ይዘራረብሉ ኣለዉ። እዚ ጉዳይ ኣብዚ ምልዓሉን ክመጽእን ክምዕብልን ዝኽእልን ኩነታት ብዝምልከትን ካብ መሪሕነት ማሕበር ባሕረኛታት ኤርትራ ዝኾነ ቺፍ ፓውሎ ኣንቶንዮ ትንታነ ሂቡ ኣሎ።
Share