SKIP TO MAIN CONTENT

"ለውጢ ንናጻነትን ዴሞክራሲን ከይከፈልካ ብኸምኡ ኣይርከብን’ዩ።" ዘተ SBS ትግርኛ

Remembering Tiananmen: Why the 'Goddess of Democracy' still stands tall in a Sydney suburb
Remembering Tiananmen: Why the 'Goddess of Democracy' still stands tall in a Sydney suburb Source: SBS Mandarin

"እቶም ንነዊሕ ከይተለወጡ ዝጸንሑ ስርዓታት፡ ብዴሞክራሲን ብውልቀ-ምልኪ ዝምርሑ ስርዓታት እዮም።" ኣብ ኤርትራ ለውጢ ከይግበር ዝዓግቱ 6 ነገራት ኣለዉ፡ እንታይ እዮም እዞም ነገራት? ተመክሮ ለውጢ ካብ ቀውዒ ዓረብ፡ ካብ ሱዳን፡ ኣልጀሪያን ጋምቢያን፡ ነዚን ካልእን ብዛዕባ ስርዓታትን፡ ዝጸንሑን ዘይጸንሑ ስርዓታትን፡ ንለውጢ ዝድርኹን ናይ ለውጢ ባእታታትን፡ ዘተ SBS ትግርኛ ምስ ዶ/ር ኣማኑኤል ኤልያስን ኢብራሂም ዓሊን ንምስምዕ ኣብዚ ጠውቑ።

Published

Updated

Source: SBS

Skip to podcast episode content

"እቶም ንነዊሕ ከይተለወጡ ዝጸንሑ ስርዓታት፡ ብዴሞክራሲን ብውልቀ-ምልኪ ዝምርሑ ስርዓታት እዮም።" ኣብ ኤርትራ ለውጢ ከይግበር ዝዓግቱ 6 ነገራት ኣለዉ፡ እንታይ እዮም እዞም ነገራት? ተመክሮ ለውጢ ካብ ቀውዒ ዓረብ፡ ካብ ሱዳን፡ ኣልጀሪያን ጋምቢያን፡ ነዚን ካልእን ብዛዕባ ስርዓታትን፡ ዝጸንሑን ዘይጸንሑ ስርዓታትን፡ ንለውጢ ዝድርኹን ናይ ለውጢ ባእታታትን፡ ዘተ SBS ትግርኛ ምስ ዶ/ር ኣማኑኤል ኤልያስን ኢብራሂም ዓሊን ንምስምዕ ኣብዚ ጠውቑ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now