ክትዕ ኣብ መንጎ ደገፍትን ተቓወምትን ብርጌድ ንሓመዱ ኣብ ኣውስትራሊያ (ቀዳማይ ክፋል)

ሃቱ ገብረመድህን፡ ሃይለየሱስ ገብራይ፡ መሓመድ ኢማም፡ ዳዊት

ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዝነብሩ ኤርትራዊያን ኣብዚ ቅሩብ እዋን "ብርጌድ ንሓመዱ" ብዝብል ሓድሽ ኣወዳድባ ኣንጻር እቲ ብመንግስቲ ኤርትራ ዝድገፍ ፌስቲቫል ኤርትራውያን ጎነጽ ዝተሓወሶ ተቓዉሞታት ክገብሩ ተራእዮም። ነበርቲ ኣውስትራሊያ ዝኾኑ ነዚ ኣገባብ ተቓዉሞ ዝድግፉን ዝቃወሙን፡ ንምንታይ ክድገፍ ኣለዎ ዝብሉ በቲ ሓደ ወገን እዚ ኣገባብ እዚ ድጉፍ ኣይኮነን ዝብሉ በቲ ሓደ ወገን ካብ ሲድኒ ሃቱ፡ ካብ መልበርን ሃይለየሱስን መሓመድ ኢማምን ካብ ብርስቤን ዳዊት ርእይቶኦም ሂቦም ኣለዉ። ካልኣይ ክፋል ኣብዝቕጽል።



Share
Follow SBS Tigrinya

Download our apps
SBS Audio
SBS On Demand

Listen to our podcasts
Independent news and stories connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians.
Ease into the English language and Australian culture. We make learning English convenient, fun and practical.
Get the latest with our exclusive in-language podcasts on your favourite podcast apps.

Watch on SBS
SBS World News

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service
ክትዕ ኣብ መንጎ ደገፍትን ተቓወምትን ብርጌድ ንሓመዱ ኣብ ኣውስትራሊያ (ቀዳማይ ክፋል) | SBS Tigrinya