SKIP TO MAIN CONTENT

“ካብዚ ሎሚ ዝወሳስኹሉ ዘለዉ፤ እቲ ናይ በዓል ዓባየይ ዝነበረ እድያት ዘለዎ ናይ ሓበሻ ቅዲ እየ ዝመርጽ” ፋሽን ዲዛይነር እልልታ

Fashion Designer Elilta
Source: SBS Tigrinya

እልልታ ተስፋይ ተኪኤ ኣብዚ ቅሩብ እዋን ብ Fashion Designing and Technology አብዚ ቅሩብ እዋን ዝተመረቐት መንእሰይ እያ። ኣብ ኤርትራ ብቖልዓኣ ክትኮኖ ትደሊዮ ዝነበረት ሕልማ ኣብ ኣውስትራሊያ መጺኣ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ብምእታው ንድሌየታ ብፍልጠት ደሪዓቶ ትርከብ። እልልታ ብዛዕባ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ቅዲን ትነጥፈሉ ዘላ ናይ ሞዴሊንግ ስራሕን መጻኢ መደባን ኣዕሊላትና ኣላ።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

እልልታ ተስፋይ ተኪኤ ኣብዚ ቅሩብ እዋን ብ Fashion Designing and Technology አብዚ ቅሩብ እዋን ዝተመረቐት መንእሰይ እያ። ኣብ ኤርትራ ብቖልዓኣ ክትኮኖ ትደሊዮ ዝነበረት ሕልማ ኣብ ኣውስትራሊያ መጺኣ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ብምእታው ንድሌየታ ብፍልጠት ደሪዓቶ ትርከብ። እልልታ ብዛዕባ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ቅዲን ትነጥፈሉ ዘላ ናይ ሞዴሊንግ ስራሕን መጻኢ መደባን ኣዕሊላትና ኣላ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now