SKIP TO MAIN CONTENT

"ምንቅስቓስ ይኣክል፡ ንኹሉ ደላዪ ለውጢ ናብ ሓደ ኣምጺእካ ንኽቃለስ ምግባር'ዩ ዝሰርሕ" ዘተ ምስ ኣቦመንበርን ምክትልን ዓለም-ለኻዊ ምንቅስቓስ ይኣክል ኤርትራዊያን

Interview with Global Yiakil movement
Seghed Hagos and Hamid Salem Source: Supplied

ካብ ብዙሕ ሃገራት ዓለም ኤርትራዊያን እተሳተፍዎ ናይ ዙም ዝኼባ ብምግባር "ዓለም ለኻዊ ምንቅስቓስ ይ ኣክል ኤርትራዊያን" ከምዝቖመን ነቲ ምንቅስቓስ ዝመርሑ ከምተመርጹን ክግለጽ ቀኒዩ ኣሎ። ብዛዕባ'ቲ ተመስሪቱ ዘሎ ምንቅስቓስ ዕላማኡን ግብራዊ ንጥፈታቱን እንታይ ከምዝኾነ ኣቦ መንበር ናይቲ ምንቅስቓስ ኣቶ ሰገድ ሓጎስን ምክትል ኣቦ መንበር ኣቶ ሓምድ ሳልምን መብርሂ ሂቦም ኣለዉ። ኣብዚ ብምጥዋቕ ምሉእ ትሕዝቶ እቲ ቃለ መሕትት ክትሰምዕዎ ትኽእሉ ኢኹም።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ካብ ብዙሕ ሃገራት ዓለም ኤርትራዊያን እተሳተፍዎ ናይ ዙም ዝኼባ ብምግባር "ዓለም ለኻዊ ምንቅስቓስ ይ ኣክል ኤርትራዊያን" ከምዝቖመን ነቲ ምንቅስቓስ ዝመርሑ ከምተመርጹን ክግለጽ ቀኒዩ ኣሎ። ብዛዕባ'ቲ ተመስሪቱ ዘሎ ምንቅስቓስ ዕላማኡን ግብራዊ ንጥፈታቱን እንታይ ከምዝኾነ ኣቦ መንበር ናይቲ ምንቅስቓስ ኣቶ ሰገድ ሓጎስን ምክትል ኣቦ መንበር ኣቶ ሓምድ ሳልምን መብርሂ ሂቦም ኣለዉ። ኣብዚ ብምጥዋቕ ምሉእ ትሕዝቶ እቲ ቃለ መሕትት ክትሰምዕዎ ትኽእሉ ኢኹም።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now