“ሓደ ሰብ ናብቲ ክበጽሖ ዝደሊ ነገር ንምብጻሕ ብሓደ ሰብ ወይ ብሓንቲ ሊንክ እዩ ርሒቑ ዘሎ።” ሜሪማግደላን ደበሳይ
Credit: ሜሪማግደላን ደበሳይ
ሜሪማግደላን ደበሳይ ካብ መስረትቲ ዋዕሮ ኮይና እዚ ምትእኽኻብ ብ ኣሻሓት ደቂ ኣንስትዮ ካብ ምሉእ ዓለ ዝሳተፋኦ እዩ፡ ንደቂ ኣንስትዮ ብትምህርቲ፡ ብተክኖሎጂን ኣብ ዋኒን ብምስታፍን ንምሕያል ዝሰርሕ መርበብ እዩ። ብዛዕባዚ መሪማግደሊን መብርሂ ትህብ።
Share