Source: SBS Tigrinyaኣብ ከተማ መልበርን ዝተፈላለያ ኣብ ትሕቲ ንግዳዊ ስም/ፍራንቻይዝ ኮፊ-ክለብ (COFFEE CLUB) ዝካየዳ ሓያሎ ቤት መሸጣ ቡናት/ካፈተርያታት ምስ መጻምድቱ ኮይኑ ዝውንን ኣቶ ሰመረ ተዓረ ንግዳዊ ዋኒኑ በዚ ሓድሽ ኩነታት ለበዳ ከመይ ከምዝተተንከፈ ክገልጸልና ዓዲምናዮ።
ኣብ ከተማ መልበርን ዝተፈላለያ ኣብ ትሕቲ ንግዳዊ ስም/ፍራንቻይዝ ኮፊ-ክለብ (COFFEE CLUB) ዝካየዳ ሓያሎ ቤት መሸጣ ቡናት/ካፈተርያታት ምስ መጻምድቱ ኮይኑ ዝውንን ኣቶ ሰመረ ተዓረ ንግዳዊ ዋኒኑ በዚ ሓድሽ ኩነታት ለበዳ ከመይ ከምዝተተንከፈ ክገልጸልና ዓዲምናዮ።