Watch FIFA World Cup 2026™

LIVE, FREE and EXCLUSIVE starting June 12 2026

ርብዒት ጣፍ (ሓጺር ዛንታ ፣ ሞዛይክ ባህሊ)

Feature

"እዘን ኣብ ከረጢት ቀሪባተን ዘላ ክልተ ርብዒት ጣፍ ንዘርኢ ኢላ ኣቐሚጣተን ዝሓገየት ኢያ። እቲ ሓደ ተሪፉ ዘሎ ወዳ ወይ’ውን ሰብኣይ ጓላ ካብ ዘለዉዎ ቦታ ናይ ውትህድርና ኣገልግሎት፡ ኣብ ክረምቲ ዕድል ረኺቦም እንተመጹ ክዘርኡላ ኢላ ዘቐመጠተን’ያ። ሕጂ ግና ጥምየት በርቲዕዋ፡ ንኹለን በሊዓተን ጉም ከይትብል ፈሪሓ። ኣብ ኣስመራ ዋጋ ጣፍ ሰማይ ተሰቒሉ ስለዝሰምዐት ፍርቀን ሸይጣ ብዝሕ ዝበለ መሸላ ሸሚታ ነዛ ናይ ጥምየት ክረምቲ ክትወጻ እዩ መደባ። ህይወታ ካብ’ዚ ኣንጸላልይዋ ዘሎ ዓጸቦ እትገላገለሉ እንኮ መፍትሒ ንሱ ጥራይ ኮይኑ ረኸበቶ።" ካብ መጽሓፍ ሓጸርቲ ዛንታታት "ሕልፈት" ናይ በየነ ሰመረ

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Share this with family and friends

"እዘን ኣብ ከረጢት ቀሪባተን ዘላ ክልተ ርብዒት ጣፍ ንዘርኢ ኢላ ኣቐሚጣተን ዝሓገየት ኢያ። እቲ ሓደ ተሪፉ ዘሎ ወዳ ወይ’ውን ሰብኣይ ጓላ ካብ ዘለዉዎ ቦታ ናይ ውትህድርና ኣገልግሎት፡ ኣብ ክረምቲ ዕድል ረኺቦም እንተመጹ ክዘርኡላ ኢላ ዘቐመጠተን’ያ። ሕጂ ግና ጥምየት በርቲዕዋ፡ ንኹለን በሊዓተን ጉም ከይትብል ፈሪሓ። ኣብ ኣስመራ ዋጋ ጣፍ ሰማይ ተሰቒሉ ስለዝሰምዐት ፍርቀን ሸይጣ ብዝሕ ዝበለ መሸላ ሸሚታ ነዛ ናይ ጥምየት ክረምቲ ክትወጻ እዩ መደባ። ህይወታ ካብ’ዚ ኣንጸላልይዋ ዘሎ ዓጸቦ እትገላገለሉ እንኮ መፍትሒ ንሱ ጥራይ ኮይኑ ረኸበቶ።" ካብ መጽሓፍ ሓጸርቲ ዛንታታት "ሕልፈት" ናይ በየነ ሰመረ

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now