A migrant from Eritrea grabs a RIB after jumping into water (SBS) Source: A migrant from Eritrea grabs a RIB after jumping into water (SBS)መንግስቲ እንግሊዝ፡ ሕብረት ኣውሮጳን ዓለማዊ ባንክን ምስ ኢትዮጵያ ብዝገበርዎ ስምምዕ ኣስታት 100 ሽሕ ናይ ስራሕ ዕድል ዚፈጥር ክልተ ትካላት ንምጥያስ ናይ 500 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ መዲበን ኣለዋ። በዚ ስምምዕ መሰረት፡ ኢትዮጵያ ን30 ሽሕ ስደተኛታት ዕድል ስራሕ ኽትፈጥር ተሰማሚዓ ኣላ። ንኤርትራውያን መንእሰያት፡ ከምዚ ዝኣመሰለ መደባት ጥዑም ዜና ድዩ? ኣብ ድርኩኺት ሃገሮም ዕድል ስራሕ ዚፈጥረሎም ኩነታት ኪፍጠር እንተተኻኢሉ፡ ነቲ ናብ ኣውሮጳ ዚገብርዎ ነዊሕን ጽንኩርን ጉዕዞ ኬጒድሎ፡ ነቲ ሰንፈላል ህይወቶም ድማ መዓልቦ ኺገብረሉ ድዩ? ዛዕባ ሎሚ : SBS Tigrinya
መንግስቲ እንግሊዝ፡ ሕብረት ኣውሮጳን ዓለማዊ ባንክን ምስ ኢትዮጵያ ብዝገበርዎ ስምምዕ ኣስታት 100 ሽሕ ናይ ስራሕ ዕድል ዚፈጥር ክልተ ትካላት ንምጥያስ ናይ 500 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ መዲበን ኣለዋ። በዚ ስምምዕ መሰረት፡ ኢትዮጵያ ን30 ሽሕ ስደተኛታት ዕድል ስራሕ ኽትፈጥር ተሰማሚዓ ኣላ። ንኤርትራውያን መንእሰያት፡ ከምዚ ዝኣመሰለ መደባት ጥዑም ዜና ድዩ? ኣብ ድርኩኺት ሃገሮም ዕድል ስራሕ ዚፈጥረሎም ኩነታት ኪፍጠር እንተተኻኢሉ፡ ነቲ ናብ ኣውሮጳ ዚገብርዎ ነዊሕን ጽንኩርን ጉዕዞ ኬጒድሎ፡ ነቲ ሰንፈላል ህይወቶም ድማ መዓልቦ ኺገብረሉ ድዩ? ዛዕባ ሎሚ : SBS Tigrinya