SKIP TO MAIN CONTENT

SBS "ባንዴራስ ተቓጺላ፡ እንታይ ደኣ ንበል!" እዋናዊ ዛዕባ

SBS
SBS Source: SBS

እዚ መደብ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት፡ ኣብ ሰማዕቲ ዓቢ መዛረቢ ዛዕባ ብዛዕባ ኮይኑ ዝቐነየ ዝቐርበሉ መደብ'ዩ። ንሎሚ "ባንዴራስ ተቓጺላ፡ እንታይ ደኣ ንበል!" ብዝብል ኣርእስቲ ኣማኒኤል ኤልያስ ዝሰደደልና ትሕዝቶ ኢና ከነቕርብ ብኸምዚ ከኣ ይጅምር፡ እዚ ናይ ባንዴራ ምቅጻል ፍጻመ ምስ ኣጋጠመ፡ ብኸመይ ኢና ኽንርእዮ ዘሎና? ብመሰረት ዝተዋህበ ናይዚ ቅነዚ ግብረ መልሲ ኽልተ ነገራት ተሓዋዊሱ ዘሎ ኾይኑ ይረኣየኒ። እቲ ሓደ ንምቅጻል ባንዴራ ብሓፈሽኡ ዚምልከት ኪኸውን ከሎ፡ እቲ ኻልእ ከኣ ንሕጋውነት ባንዴራ ኤርትራ ዚምልከት እዩ። ነዚ ፈላሊና ኽንርእዮ ኣገዳሲ ነገር እዩ። ስለዚ፡ ነዛ ጽሕፍቲ ኣብዚ ኽልተ ነጥብታት ከፊለ ከቕርባ።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

እዚ መደብ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት፡ ኣብ ሰማዕቲ ዓቢ መዛረቢ ዛዕባ ብዛዕባ ኮይኑ ዝቐነየ ዝቐርበሉ መደብ'ዩ። ንሎሚ "ባንዴራስ ተቓጺላ፡ እንታይ ደኣ ንበል!" ብዝብል ኣርእስቲ ኣማኒኤል ኤልያስ ዝሰደደልና ትሕዝቶ ኢና ከነቕርብ ብኸምዚ ከኣ ይጅምር፡ እዚ ናይ ባንዴራ ምቅጻል ፍጻመ ምስ ኣጋጠመ፡ ብኸመይ ኢና ኽንርእዮ ዘሎና? ብመሰረት ዝተዋህበ ናይዚ ቅነዚ ግብረ መልሲ ኽልተ ነገራት ተሓዋዊሱ ዘሎ ኾይኑ ይረኣየኒ። እቲ ሓደ ንምቅጻል ባንዴራ ብሓፈሽኡ ዚምልከት ኪኸውን ከሎ፡ እቲ ኻልእ ከኣ ንሕጋውነት ባንዴራ ኤርትራ ዚምልከት እዩ። ነዚ ፈላሊና ኽንርእዮ ኣገዳሲ ነገር እዩ። ስለዚ፡ ነዛ ጽሕፍቲ ኣብዚ ኽልተ ነጥብታት ከፊለ ከቕርባ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now