Source: Mekonnen Tesfayእቲ ብስም ዝፈትዋ ሓፍቱ ግምጃ ‘ሓው ጉምጁ!’ ኢሉ ዝፍክርን፡ ብዝፈትዎ ፈረሱ ‘ኣብ ጥመር!’ ዝጽዋዕ ደጊያት ባህታ ሓጎስ ኣባ ጥመር፡ ተውጋኣይ ኣማሓዳርን መዳርን ጥራይ ዘይኮነ ተውህቦ ግጥሚ ማሰን መልቀስን ዝምስክሩ ማሰታትን መልቀሳቱን ከምኡ’ውን ንትብዓቱ ዝገልጹ ብኻልኦት ሰባት ዝተገብርሉ ማሰታትን መልቀስን ቀሪቡ ኣሎ።
እቲ ብስም ዝፈትዋ ሓፍቱ ግምጃ ‘ሓው ጉምጁ!’ ኢሉ ዝፍክርን፡ ብዝፈትዎ ፈረሱ ‘ኣብ ጥመር!’ ዝጽዋዕ ደጊያት ባህታ ሓጎስ ኣባ ጥመር፡ ተውጋኣይ ኣማሓዳርን መዳርን ጥራይ ዘይኮነ ተውህቦ ግጥሚ ማሰን መልቀስን ዝምስክሩ ማሰታትን መልቀሳቱን ከምኡ’ውን ንትብዓቱ ዝገልጹ ብኻልኦት ሰባት ዝተገብርሉ ማሰታትን መልቀስን ቀሪቡ ኣሎ።