Checking social media Source: SBSጨፍለቕቲ ን ማሕበራዊ መዲያ ናብ ጥቕሞም ንምውዓል የዕገንግኑ እኳ እንተኾኑ፡ እቲ ዝበዝሐ ፖለቲካዊ ጥቕሙ ኣብ ንዝበዝሐ ኣካል ሕበረተሰብ ብምዃኑ፡ ነቶም ዓፈንቲ ኢንተርነትን ማሕበራዊ መዲያን ካብ ክህሉ ክዕፈን እዩ ምርጫኦም። ነዚ ንምግባር ዝከኣል ካብ ምግባር ኣይዓርፉን እዮም፡፡ ግን ተክኖሎጂ ቀዲምዎም ክኸይድ ይርአ። ሕጂውን ኣብ ገለ ሃገራት ኣፍሪቃ ዜጋታት ብሰኣን ሓበሬታ ክውንነት ዓለም ካብ ምፍላጥ ተሓሪሞም፡ መንግስቶም ብዝምጥወሎም ሓበሬታ ክነብሩ ይረኣዩ ኣለዉ። ብዘይካ’ቲ ሓበሬታ ምርካብ ከም ሓደ ሰብኣዊ መሰል ምዃኑ ንምርግጋጽ ኣህጉራዊያን ዉድባት ዝሰርሕሉ ዘለዉ፡ ከም VPNs ዝበለ ኣገባብ ኣጠቓቕማ ኢንተርነት’ውን ካልእ ፍታሕ ክኸውን እዩ።
ጨፍለቕቲ ን ማሕበራዊ መዲያ ናብ ጥቕሞም ንምውዓል የዕገንግኑ እኳ እንተኾኑ፡ እቲ ዝበዝሐ ፖለቲካዊ ጥቕሙ ኣብ ንዝበዝሐ ኣካል ሕበረተሰብ ብምዃኑ፡ ነቶም ዓፈንቲ ኢንተርነትን ማሕበራዊ መዲያን ካብ ክህሉ ክዕፈን እዩ ምርጫኦም። ነዚ ንምግባር ዝከኣል ካብ ምግባር ኣይዓርፉን እዮም፡፡ ግን ተክኖሎጂ ቀዲምዎም ክኸይድ ይርአ። ሕጂውን ኣብ ገለ ሃገራት ኣፍሪቃ ዜጋታት ብሰኣን ሓበሬታ ክውንነት ዓለም ካብ ምፍላጥ ተሓሪሞም፡ መንግስቶም ብዝምጥወሎም ሓበሬታ ክነብሩ ይረኣዩ ኣለዉ። ብዘይካ’ቲ ሓበሬታ ምርካብ ከም ሓደ ሰብኣዊ መሰል ምዃኑ ንምርግጋጽ ኣህጉራዊያን ዉድባት ዝሰርሕሉ ዘለዉ፡ ከም VPNs ዝበለ ኣገባብ ኣጠቓቕማ ኢንተርነት’ውን ካልእ ፍታሕ ክኸውን እዩ።