SKIP TO MAIN CONTENT

ሞዛይክ ባህሊ (11 ለካቲት 2017}፡ ድጉል ሓዊ

Flinder st station (SBS)
Flinder st station (SBS) Source: Flinder st station (SBS)

ድጉል ሓዊ፡ ሓጺር ዛንታ ብበየነ ሰመረ.....እናፋጸየት እትመጽእ ባቡር ኣብቲ ንጉሰ ዘሊሉ ወዲቕዎ ዘሎ ሓዲድ ክትበጽሕ ደቓቕ ጥራይ ከምዝተረፋ እቲ ሰሌዳ ይሕብር ኣሎ። እቲ ነቲ ከምዘፍርሕ ፊልም መወዳእታ ንጉሰ እንታይ ክኸውን ከምዝኽእል ዝከታተል ዝነበረ ህዝቢ ከብዱ ሓቖፈ። መዛረቢ ረዲዮ ዝሓዙ ሰብ ዕጥቂን ሰራሕተኛታት መትሮን ነቲ ቦታ ዓሰልዎ። ንዘረባን ድርድርን ግና ግዜ ኣይነበረን። ናይ ንጉሰ ሞትን ህይወትን ናይ ሰከንድታት ሕቶ ጥራይዩ ተሪፍዎ ዘሎ....

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ድጉል ሓዊ፡ ሓጺር ዛንታ ብበየነ ሰመረ.....እናፋጸየት እትመጽእ ባቡር ኣብቲ ንጉሰ ዘሊሉ ወዲቕዎ ዘሎ ሓዲድ ክትበጽሕ ደቓቕ ጥራይ ከምዝተረፋ እቲ ሰሌዳ ይሕብር ኣሎ። እቲ ነቲ ከምዘፍርሕ ፊልም መወዳእታ ንጉሰ እንታይ ክኸውን ከምዝኽእል ዝከታተል ዝነበረ ህዝቢ ከብዱ ሓቖፈ። መዛረቢ ረዲዮ ዝሓዙ ሰብ ዕጥቂን ሰራሕተኛታት መትሮን ነቲ ቦታ ዓሰልዎ። ንዘረባን ድርድርን ግና ግዜ ኣይነበረን። ናይ ንጉሰ ሞትን ህይወትን ናይ ሰከንድታት ሕቶ ጥራይዩ ተሪፍዎ ዘሎ....

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now