SKIP TO MAIN CONTENT

ሓደነት ምስ ኢትዮጵያ፡ ንምንታይ ንህዝቢ ኤርትራ የስግኦ?፡ ትካላዊ መስርሕ ሰላም ኢትዮ-ኤርትራ?፡.... ዘረባ ኣምባ. ሃይለን መልሲ ቀ.ሚ ኣብይን ኣብ ዘተ

Interview SBS Tigrinya
Source: YouTube

ኣብ ሸራተን ኣዲስ አብ ዝተገብረ ዘተ ምሁራት ዲፕሎማሰኛታትን ሰብ መዚን ተረኺቡ ኣምባሳደር ሃይለ መንቆሬዎስ ካብ ዝሃቦ ርእይቶን መልሲታት ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይን ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ከዛርብ ቀኒዩ ኣሎ። ንምንታይ ሓድነት ኤርትራን ኢትዮጵያን? ስክፍታ መስርሕ ሰላም ኢትዮ-ኤርትራ ናብ ህዝቢ ከይወረደ ኣብ ክልተ መራሕቲ ከይተርፍ፡ ትካላዊ ኣሰራርሓን ዝምድና ህዝቢ ምስ ህዝቢን ካልእን ዝብሉ ዛዕባታት ናይቲ ዋዕላ፡ ዶ/ር ኣማኒኤል ኤልያስን ኢብራሂም ዓሊ ምስ በየነ ሰመረ ትንታነ ሂቦም ኣለዉ፡ ነዚ ንምስማዕ ኣብዚ ጠዉቑ።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ሸራተን ኣዲስ አብ ዝተገብረ ዘተ ምሁራት ዲፕሎማሰኛታትን ሰብ መዚን ተረኺቡ ኣምባሳደር ሃይለ መንቆሬዎስ ካብ ዝሃቦ ርእይቶን መልሲታት ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይን ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ከዛርብ ቀኒዩ ኣሎ። ንምንታይ ሓድነት ኤርትራን ኢትዮጵያን? ስክፍታ መስርሕ ሰላም ኢትዮ-ኤርትራ ናብ ህዝቢ ከይወረደ ኣብ ክልተ መራሕቲ ከይተርፍ፡ ትካላዊ ኣሰራርሓን ዝምድና ህዝቢ ምስ ህዝቢን ካልእን ዝብሉ ዛዕባታት ናይቲ ዋዕላ፡ ዶ/ር ኣማኒኤል ኤልያስን ኢብራሂም ዓሊ ምስ በየነ ሰመረ ትንታነ ሂቦም ኣለዉ፡ ነዚ ንምስማዕ ኣብዚ ጠዉቑ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now