ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (14/10/2019) * ሓድሽ ክብረወሰን ኣብ ዝተመዝገበሉ መዓልቲ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ማራቶን ቺካጎ ብኽልቲኡ ጾታትት ብኬንያውያን ተበሊጾም ኣብ ካልዐ፡ * ኤርትራዊ ፔትሮ ማሙ ናይ ኣኽራናት ዓወታቱ ቀጺሉ፡ * ኣትሌታት ኣፍሪቃ ምስ ኣሰልጣኒ ኣልቤርቶ ሳልዛር ከይሰርሑን ከይቀርቡን መጠንቀቕታ ተዋሂቡ፡ * ኣብ ኡጋንዳ ዝተሰወሩ ኣርባዕተ ኣባላት ሃገራዊት ጋንታ መንእሰያት ኤርትራ ንፈለማ ግዜ ደሃይ ሂቦም፡ * ወግዓውነት ዘይተዋህቦ ንማራቶን ብትሕቲ ክልተ ሰዓታት ክብረወሰን ዓለም ዝፍጽም ፈተነ ብኬንያዊ ኤልዮድ ኪፕቾገ ተዓዊቱ፡
Share






