SKIP TO MAIN CONTENT

“ብሃይማኖት፡ ብኣውራጃ ወይ ብብሄር ኣግላልነት ይወርደና ኣሎ ኢሎም ንዝጠርዑ፡ ክስምዑን ጉዳዮም ክፍታሕን ኣለዎ።” ዶ/ር ኣማኑኤል ኤልያስ

SBS Tigrinya Interview on Diversity
Source: Supplied

ጥቕሚን ጉድኣትን ምህላው ብዙሕነት (Diversity): ኣብ ሃገር ቁጠባዊን ፖለቲካዊን ሳዕቤኑ እንታይ እዩ። ብዙሕነት ናይ ሓንቲ ሃገርከ ረብሓ ድዩ ጉድኣት? ብሰንኪ ብዙሕነት ክመጹ ዝኽእሉ ጸገማትን ኣፈታትሖኦምን ከመይ ይመስል? ዝብሉን ካልእን ብዛዕባ ብዙሕነት መጽናዕቲ ምስዝገበረ ዘተ SBS ትግርኛ ምስ ዶ/ር ኣማኒኤል ኤልያስ ኣብዚ ክስማዕ ይከኣል እዩ።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ጥቕሚን ጉድኣትን ምህላው ብዙሕነት (Diversity): ኣብ ሃገር ቁጠባዊን ፖለቲካዊን ሳዕቤኑ እንታይ እዩ። ብዙሕነት ናይ ሓንቲ ሃገርከ ረብሓ ድዩ ጉድኣት? ብሰንኪ ብዙሕነት ክመጹ ዝኽእሉ ጸገማትን ኣፈታትሖኦምን ከመይ ይመስል? ዝብሉን ካልእን ብዛዕባ ብዙሕነት መጽናዕቲ ምስዝገበረ ዘተ SBS ትግርኛ ምስ ዶ/ር ኣማኒኤል ኤልያስ ኣብዚ ክስማዕ ይከኣል እዩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now