SKIP TO MAIN CONTENT

"ዶ. ሃብተ ተስፋማርያም መርኣያ ጽኑዕ መትከልን ሓድነትን'ዩ ኔሩ፡ ከምኡ ዓይነት ሰባት ኣዝዮም ውሑዳት'ዮም።" ዶ. ዩሱፍ ብርሃኑ

Habte Tesfamariam with Osman Sabe 1978
Habte Tesfamariam with Osman Sabe 1978 Source: The Guardian

ሓርበኛ ተጋዳላይ ዶ. ሃብተ ተስፋማርያም 13 ጥሪ 2017 ኣብ ጀርመን ኣብ መበል 74 ዓመቱ ካብዛ ዓለም ምፍላዩ ብመራኸቢ ብዙሃን ተቓሊሑዩ። ንታሪኽ ህይወቱ፡ ኣበርክትኡ ኣብ ቃልሲ ንነጻነትን ድሒሩ ከኣ ንደሞክራስን ኤርትራ ኣመልኪቱ ምስ መቓልስቱን ዓርኩን ዝነበረ ገዲም ተጋዳላይ ዶ. ዩሱፍ ብርሃኑ ዝተገብረ ዕላል ምስ ኤስቢኤስ ትግርኛ

Published

Updated

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ሓርበኛ ተጋዳላይ ዶ. ሃብተ ተስፋማርያም 13 ጥሪ 2017 ኣብ ጀርመን ኣብ መበል 74 ዓመቱ ካብዛ ዓለም ምፍላዩ ብመራኸቢ ብዙሃን ተቓሊሑዩ። ንታሪኽ ህይወቱ፡ ኣበርክትኡ ኣብ ቃልሲ ንነጻነትን ድሒሩ ከኣ ንደሞክራስን ኤርትራ ኣመልኪቱ ምስ መቓልስቱን ዓርኩን ዝነበረ ገዲም ተጋዳላይ ዶ. ዩሱፍ ብርሃኑ ዝተገብረ ዕላል ምስ ኤስቢኤስ ትግርኛ

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now