SKIP TO MAIN CONTENT

ሰዓት ጥፍኣት ደቂ ሰብ (ምጽኣት) 2024 ንፍርቂ ለይቲ 90 ካሊኢት ጎደል ኮይኑ።

Doomsday Clock
መምህር ስነ ፍልጠት ቢል ነየ ፡ ኣብ ጥቓ እታ "ሰዓት ምጽኣት" ኮይኑ ሰዓቱ ክርኢ ከሎ ፡ ቡለቲን " ዘ ኣቶሚክ ሳይንቲስትስ" ነታ ሰዓት ቅድሚ ምዕራያ፡ ሰሉስ 23, 2024 ፡ ኣብ ዋሽንግተን ኣብ ዝርከብ ሃገራዊ ማእከል ብሮድካስት ክለብ ። ኣብ ዓመተ 2024 ፡ እታ ሰዓት ጥፍ ኣት ደቂ ሰባት (ምጽኣት) ዝበጽሓሉ ሰዓት ንፍርቂ ለይቲ 90 ካልኢት ጎደል ኮይና ክትጸንሕ እያ ። (AP Photo/Jacquelyn Martin) Source: AP / Jacquelyn Martin/AP

ደቂ ሰብ ናብ ኣፍ ዓለምለኻዊ ጥፍኣት ቀሪቦም ይርከቡ። እቲ ሰዓት "መዓልቲ ምጽኣት" ወይ "Doomsday Clock" ናይ ደቂ ሰብ መወዳእታኦም ተመልክት ምሳልያዊ ምቑጻር ሰዓት ፡ እቲ እዋን መዓስ ከምዝኾነ ብ መጽሄት ኣቶሚክ ሳይንቲስትስ ብዝተገብረ ግምገማ ናይ 2024 ንፍርቂ ለይቲ 90 ካሊኢት ጎደል ጥራይ ከምዝተርፎ ተገይሩ ኣሎ። እዚ ዝስዕብ ጸብጻብ ነዚ ዝገልጽ እዩ። ።

Published

Presented by Beyene Semere Weldegiorgis

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ደቂ ሰብ ናብ ኣፍ ዓለምለኻዊ ጥፍኣት ቀሪቦም ይርከቡ። እቲ ሰዓት "መዓልቲ ምጽኣት" ወይ "Doomsday Clock" ናይ ደቂ ሰብ መወዳእታኦም ተመልክት ምሳልያዊ ምቑጻር ሰዓት ፡ እቲ እዋን መዓስ ከምዝኾነ ብ መጽሄት ኣቶሚክ ሳይንቲስትስ ብዝተገብረ ግምገማ ናይ 2024 ንፍርቂ ለይቲ 90 ካሊኢት ጎደል ጥራይ ከምዝተርፎ ተገይሩ ኣሎ። እዚ ዝስዕብ ጸብጻብ ነዚ ዝገልጽ እዩ። ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now