ብምክንያት እቲ ኣብዝሓለፈ ቕንያት ኣብ ኣስመራ ዝተራእየ ሰላማዊ ተቓውሞ፡ ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዝነብሩ ኤርትራዊያን ናይ ተቓዉሞ ሰልፊን ደገፎም ነቲ ኣብ ኣስመራ ዝተራእየ ተቓዉሞን ይቕጽሉ ኣለዉ። ኣብ ሃገረ ስዊዝ ኣብ ጀነቫ ሎሚ ዝተገብረ ሰልፊ ኣመልኪቱ ሓደ ካብ ኣወሃሃድቲ እቲ ሰልፊ ዶክተር ዳኔኤል መኮንን ካብቲ ሰልፊ ዝተገብረሉ ቦታ ሓጺር መብርሂ ሂቡና ኣሎ።
Share
LIVE, FREE and EXCLUSIVE starting June 12 2026

Protests in Geneva Source: Daniel mekonen
Published
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends