“ንሕና መስመር ባቡር መቐለ- አስመራ ክሳብ ባፅዕ ክህነፅ ክንሰርሕ ኢና።” ዶ/ር ደብረጽዮን ገ/ሚካኤል

Source: WD
ምክትል ርእሰ ምምሕዳር መንግስቲ ክልል ትግራይ ኣብ ወቕታዊ ኩነታት ክልል ትግራይን ምስ ፈደራል መንግስቲ ዘሎ ምስሕሓብን፡ ምስ ኤርትራ ክፍታሕ ዝደልዮም ጸገማትን ንናይ ዉሽጢ ሃገር ካብዝሃቦ መግለጺ ጽሟቕ ትሕዝቶ ቀሪቡ ኣሎ።
Share

Source: WD

SBS World News