“ኣብ ኤርትራ ለውጢ ከምጽእ ዝኽእል ሓይሊ እቲ ኣብ ዉሽጢ ዘሎ ሰራዊት ናይ ኤርትራ እዩ።” ዶ/ር መሓመድኸር ዑመር

Dr. Mohamed Khier Omer Source: Supplied
እዚ ዝኸይድ ዘሎ ኲናት ብኸመይን መዓስ ክውዳእ ይኽእል፧ ብሓይሊ ዝመጸ ለውጢ ዳግማይ ናብ ኲናት ስለዘምርሕ ነቲ ዞባ እንታይ ካልእ ኣማራጺ ኣለዎ፧ ዝብሉን ካልእ ምስዚ ዝኸይድ ዘሎ ኲነታት ዝተሓሓዙ ዶ/ር መሓመድ ኬር ዑመር፡ ትንታነ ሂቡና ኣሎ፡ ካልኣይ ክፋሉ ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ።
Share