ወ/ሮ ከተማ ተኽለን ኣቶ ዮሃንስ መብራህቱን ኣብዚ ቅሩብ ዓመታት ናብ ኣውስትራሊያ ዝመጹ ነበርቲ ከተማ ሲድኒ እዮም። ቋንቋን ካልእ ማሕለኻታትን ከይዓገቶም ሰብ ብዘይመኪና ኣብ ኣውስትራሊያ ምስራሕን ምንባርን ከምዘይከኣል ኣሚኖም ምስ ክብራ ምምራሕ መኪና ተማሂሮም መኪና ሒዞም አብ ስራሕ ተዋፊሮም ዝርከቡ እዮም። ዝርዝር ትሕዝቶ ብድምጺ ክትሰምዕዎ ኣብዚ ጠውቑ።
Share

Published
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends

