SKIP TO MAIN CONTENT

ዜናታት ቀርኒ ኣፍሪቃን ከባቢኡን (24/08/17)

A Yemeni girl waits to receive free bread at a charity bakery during a severe shortage of food in Sana’a, Yemen (AAP)
A Yemeni girl waits to receive free bread at a charity bakery during a severe shortage of food in Sana’a, Yemen (AAP) Source: A Yemeni girl waits to receive free bread at a charity bakery during a severe shortage of food in Sana’a, Yemen (AAP)

50 ሚእታዊ ንጥፈታት ንግዲ ወጻኢ ኢትዮጵያ ብወደብ ፖርት ሱዳን ክኸውን ከምዝኽእል ተገሊጹ: ነዚ ተግባራዊ ንምግባር ንመጽ ዓንን መራገፍን ዝኸውን መሬት ሱዳን ን ኢትዮጵያ ሂባታ።ግብጺ ብትኽተሎ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት፡ ኣሜሪካ ካብ ትህቦ ሓገዝ $290 ዶላር ንዓመት ከተጉድሎ ከምትኽእል ተገሊጹ።ናብ ዝሰፍሐ ክፋል የመን ምእታው ምእንቲ ክከኣል ብወገን ቀይሕ ባሕሪ ኣፍደገ ክኽፈት ዉዱብ ሕቡራት ሃገራት ጸዊዑ።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

50 ሚእታዊ ንጥፈታት ንግዲ ወጻኢ ኢትዮጵያ ብወደብ ፖርት ሱዳን ክኸውን ከምዝኽእል ተገሊጹ: ነዚ ተግባራዊ ንምግባር ንመጽ ዓንን መራገፍን ዝኸውን መሬት ሱዳን ን ኢትዮጵያ ሂባታ።ግብጺ ብትኽተሎ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት፡ ኣሜሪካ ካብ ትህቦ ሓገዝ $290 ዶላር ንዓመት ከተጉድሎ ከምትኽእል ተገሊጹ።ናብ ዝሰፍሐ ክፋል የመን ምእታው ምእንቲ ክከኣል ብወገን ቀይሕ ባሕሪ ኣፍደገ ክኽፈት ዉዱብ ሕቡራት ሃገራት ጸዊዑ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now