......ከምዝፍለጥ ICC ፈጸምቲ ገበናት ምዃኖም ንዝኣመነሎም ኣፍሪቃውያን ጥራይ እዩ ብግሁድ ዒላማ ክገብሮም ጸኒሑ። ካብ ኣፍሪቃ ወጻኢ ዝኸሰሶም ገበነኛታት እንተሃልዮም ኣብዚ ዓመት እዚ ኣብ ጆርጅያ ኣብ 2008 ኣብ ዝተኻየደ ግጭት ''ገበነኛታት ዂናት'' ንዝበሎም ምርመራ ምጅማሩ ብፉሉይ ይጥቀስ።
Share
Published
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends