East African News: ግብጺ ብዛዕባ ሓጽቢ ህዳሰ ዘቕረበቶ ሓሳብ ኢትዮጵያ ከምዘይትቕበሎ ናይ ኢትዮጵያ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኣብዘውጽኦ መግለጺ ኣፍሊጡ። ፕረሲደንት ነበር ሱዳን ዑመር ኣልበሺር ምስኩምራ ገንዘብ ኣብ ቤት ፍርዲ ቀሪቡ ኣብ ግብጺ ተለዓዒሉ ብዘሎ ህዝባዊ ተቓዉሞ ብዙሓት ሰልፈኛታት ኣብ ቀይዲ ኣትዮም።
Share

Published
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends