SKIP TO MAIN CONTENT

ዜናታት ቀርኒ አፍሪቃን ከባቢኡን: SBS ትግርኛ

Feature
Source: APP SBS

ኤርትራ፥ ኣብ ኣብያተ ማእሰርትታታ ንዓመታት ተቐይዶም ዘለውን ዝተቐትሉን ዜጋታት መርመራታት ጌራ ከተፍልጥ ዉዱብ ሕቡራት ሃገራት ሓቲቱ። ድሕሪ ሓያል ናዕቢ ህዝቢ ኣልጀሪያ፡ ፕረሲደንት ቡተፍሊቃ፡ ካብ ስልጣኑ ብወግዒ ክለቅቕ ምዃኑ ከፍልጥ እዩ። ኢትዮጵያ ከቢድ ሕጽረት ናይ ወጻኢ ሸርፊ ኣጋጢሙዋ ከምዘሎ ተፈሊጡ።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኤርትራ፥ ኣብ ኣብያተ ማእሰርትታታ ንዓመታት ተቐይዶም ዘለውን ዝተቐትሉን ዜጋታት መርመራታት ጌራ ከተፍልጥ ዉዱብ ሕቡራት ሃገራት ሓቲቱ። ድሕሪ ሓያል ናዕቢ ህዝቢ ኣልጀሪያ፡ ፕረሲደንት ቡተፍሊቃ፡ ካብ ስልጣኑ ብወግዒ ክለቅቕ ምዃኑ ከፍልጥ እዩ። ኢትዮጵያ ከቢድ ሕጽረት ናይ ወጻኢ ሸርፊ ኣጋጢሙዋ ከምዘሎ ተፈሊጡ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now