SKIP TO MAIN CONTENT

ኣንበጣ በረኻ ኣብ መላእ ምብራቕ ኣፍሪቃ ተዘርጊሑ ጉድኣት የውርድ ኣሎ። (ካብ ዜናታት ቀርኒ ኣፍሪቃ)

East Africa News
去年肯尼亞及鄰國經歷了數十年來最嚴重的蝗蟲災害。 Source: Getty Images

ኣብ ሊባኖስ ኣንጻር መንግስቲ ዝቐንዐ ተቓዉሞታት ህዝቢ ኣብዝካየደሉ ዘሎ እዋን እቲ ካቢነ ሕጋዊ ደገፍ ረኺቡ። ዑመር ኣልበሺር ናብ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ገበን ኣሕሊፋ ክወሃብ እዩ ተባሂሉ። ኣንበጣ በረኻ ኣብ መላእ ምብራቕ ኣፍሪቃ ተዘርጊሑ ጉድኣት የውርድ ኣሎ። ኣንበጣ በረኻ ኣብ መላእ ምብራቕ ኣፍሪቃ ተዘርጊሑ ጉድኣት የውርድ ኣሎ። ኣብ ኬንያ ኣብ ዝሓለፉ 70 ዓመታት ካብዝተራእየ ዝኸፍ አ ወረራ ዕስለ ኣንበጣ ከምዘጋጠመ ተፈሊጡ ኣሎ።

Published

By በየነ ሰመረ

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ሊባኖስ ኣንጻር መንግስቲ ዝቐንዐ ተቓዉሞታት ህዝቢ ኣብዝካየደሉ ዘሎ እዋን እቲ ካቢነ ሕጋዊ ደገፍ ረኺቡ። ዑመር ኣልበሺር ናብ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ገበን ኣሕሊፋ ክወሃብ እዩ ተባሂሉ። ኣንበጣ በረኻ ኣብ መላእ ምብራቕ ኣፍሪቃ ተዘርጊሑ ጉድኣት የውርድ ኣሎ። ኣንበጣ በረኻ ኣብ መላእ ምብራቕ ኣፍሪቃ ተዘርጊሑ ጉድኣት የውርድ ኣሎ። ኣብ ኬንያ ኣብ ዝሓለፉ 70 ዓመታት ካብዝተራእየ ዝኸፍ አ ወረራ ዕስለ ኣንበጣ ከምዘጋጠመ ተፈሊጡ ኣሎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now