SKIP TO MAIN CONTENT

ዜናታት ቀርኒ ኣፍሪቃን ከባቢኡን (8 ለካቲት 2017)

Omer beshir (SBS)
Omer beshir (SBS) Source: Omer beshir (SBS)

ካናዳ ካብ እስራኤል ንዝመጹ ኤርትራዊያን ሓተቲ ዑቕባ ክትቅበል ጀሚራ፡ ስዊዘርላንድ ግና ንሕጊ ሕቶ ዑቕባ ንኤርትራዊያን ተትርሮ። ዕደና ማዕድን ተወሳኺ እንግድ ዓ ን ኢትዮጵያዊ ቁጠባ ክኸውን'ዩ ተባሂሉ። "ግብጺ ንተቓወምተይ ትድግፍ ኣላ" ብምባል ሱዳን ከሲሳ። ንሰላማዊ ምርጫ ፕረሲደንት ናይ ሶማሊያ፡ ጸጥታ ሞቓዲሾ ይጽንክር።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ካናዳ ካብ እስራኤል ንዝመጹ ኤርትራዊያን ሓተቲ ዑቕባ ክትቅበል ጀሚራ፡ ስዊዘርላንድ ግና ንሕጊ ሕቶ ዑቕባ ንኤርትራዊያን ተትርሮ። ዕደና ማዕድን ተወሳኺ እንግድ ዓ ን ኢትዮጵያዊ ቁጠባ ክኸውን'ዩ ተባሂሉ። "ግብጺ ንተቓወምተይ ትድግፍ ኣላ" ብምባል ሱዳን ከሲሳ። ንሰላማዊ ምርጫ ፕረሲደንት ናይ ሶማሊያ፡ ጸጥታ ሞቓዲሾ ይጽንክር።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now