SKIP TO MAIN CONTENT

“ኦሮሞ ንምሉእ ቀርኒ ኣፍሪቃ ክመርሕ ከምዝኽእል፡ የማነ ገ/ኣብ ንዉድባት ኦሮሞ ኣብ 2004 ነጊርዎም’ዩ፡ ንሱዩ ዝፍጸም ዘሎ።” ሰናይ ገብረመድህን

Interview Tigrinya
Source: SBS Tigrinya

ንፖለቲካ ኢትዮጵያን ኤርትራን ብቐረባ ዝከታተል ጋዜጠኛ ተለቪዥን ኤርትራ ዝነበረ፤ እዚ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝኸውን ዘሎ ካብቲ ኣብ ኤርትራ ምስ ዉድባት ኢትዮጵያ ብቐረባ ኮይኑ ዝሰርሓሉ ዝነበረ ኩነታት ብምዝማድ ተንቲኑ ኣሎ። ሎሚ ቀዳማይ ክፋሉ ቀሪቡ ኣሎ። ኣብ ዝመጽእ ሰሙን ብዛዕባ ዝምድና ኢትዮጵያ ብፍላይ ድማ ኤርትራን ትግራይን ዝምልከት ትዕዝብቱ ከካፍለና እዩ።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ንፖለቲካ ኢትዮጵያን ኤርትራን ብቐረባ ዝከታተል ጋዜጠኛ ተለቪዥን ኤርትራ ዝነበረ፤ እዚ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝኸውን ዘሎ ካብቲ ኣብ ኤርትራ ምስ ዉድባት ኢትዮጵያ ብቐረባ ኮይኑ ዝሰርሓሉ ዝነበረ ኩነታት ብምዝማድ ተንቲኑ ኣሎ። ሎሚ ቀዳማይ ክፋሉ ቀሪቡ ኣሎ። ኣብ ዝመጽእ ሰሙን ብዛዕባ ዝምድና ኢትዮጵያ ብፍላይ ድማ ኤርትራን ትግራይን ዝምልከት ትዕዝብቱ ከካፍለና እዩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now