workers wearing protective suits take their shift at a treatment center in Beni, Congo DRC. Source: APለበዳ ሕማም ኢቦላ ኣብ ደሞክራሲያዊ ሪፑብሊክ ኮንጎ ስግኣት ምሉእ ዓለም ምዃኑ ኣህጉራዊ ዉድብ ጥዕና (WHO )ገሊጹ። እቲ ሕማም ኣብቲ ከባቢ ልዕሊ 1600 ሰባት ኣብዝቐትለሉ ዘሎ እዋን ተወሳኺ ሓገዝ ከምዘድሊ ኪኢላታት ገሊጾም።
ለበዳ ሕማም ኢቦላ ኣብ ደሞክራሲያዊ ሪፑብሊክ ኮንጎ ስግኣት ምሉእ ዓለም ምዃኑ ኣህጉራዊ ዉድብ ጥዕና (WHO )ገሊጹ። እቲ ሕማም ኣብቲ ከባቢ ልዕሊ 1600 ሰባት ኣብዝቐትለሉ ዘሎ እዋን ተወሳኺ ሓገዝ ከምዘድሊ ኪኢላታት ገሊጾም።