ሰልፊ ሊበራል: ቁጽሪ ናብ’ዛ ሃገር ዝመጹ ሰባት ኣብ ዘለዎ ደው ክብል; ሰልፊ ለይበር: ዋጋታት ሕክምና ስኒ ንዓበይትን ምእላይ ህጻናትን ክሓስር06:54ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛFollow and SubscribeFollow and SubscribeFollow and Subscribe Apple Podcasts YouTube Spotify Download (12.64MB)Download the SBS Audio appAvailable on iOS and Android Source: AAPቀዳማይ ሚኒስተር ስኮት ሞሪሰን ጎስጓስ ምርጫ መበል 18 መዓልቱ ኣብ ዝሓዘሉ እዋን ኣብ ሓደ ጎስጓስ ሰልፊ ሊበራል ቁጽሪ ናብ’ዛ ሃገር ዝመጹ ሰባት ንዝመጹ ኣርባዕተ ዓመታት ኣብ ዘለዎ ደው ክብል ምዃኑ ኣፍሊጡ። ብወገን ሰልፊ ለይበር ኣብ ዝግበር ዘሎ ጎስጓስ ከኣ ትሑት ዋጋታት ክንክን ጥዕና ስኒን ምእላይ ህጻናትን ብዝእውጁ ፖሊሲታት ዓብሊሎሞ።Follow and Subscribe Apple Podcasts YouTube Spotify Download (12.64MB)Download the SBS Audio appAvailable on iOS and AndroidPublished 29 April 2019 7:56pmSource: SBSAvailable in other languagesSkip to podcast episode contentShare this with family and friendsCopy linkShareቀዳማይ ሚኒስተር ስኮት ሞሪሰን ጎስጓስ ምርጫ መበል 18 መዓልቱ ኣብ ዝሓዘሉ እዋን ኣብ ሓደ ጎስጓስ ሰልፊ ሊበራል ቁጽሪ ናብ’ዛ ሃገር ዝመጹ ሰባት ንዝመጹ ኣርባዕተ ዓመታት ኣብ ዘለዎ ደው ክብል ምዃኑ ኣፍሊጡ። ብወገን ሰልፊ ለይበር ኣብ ዝግበር ዘሎ ጎስጓስ ከኣ ትሑት ዋጋታት ክንክን ጥዕና ስኒን ምእላይ ህጻናትን ብዝእውጁ ፖሊሲታት ዓብሊሎሞ።ShareLatest podcast episodes53:46ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (17 ነሓሰ 2026)podcast episode53 minutes 46 seconds10:54ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (17 ነሓሰ 20260podcast episode10 minutes 54 seconds08:44መንግስታት ፌደራን ክልል ትግራይን ኣንጸላልዩ ዘሎ ሓደጋ ኣብ ምፍታሕ ከድህቡ ሕቡራት መንግስታት ፀዊዑ። (ጸብጻብ)podcast episode8 minutes 44 seconds18:51ጉዳይ ኒኮላስ ማዱሮ - ዓለም ዘሰንበደ ህሞት፣ ሕጂ ግን ደረታት ስልጣን ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ዝፍተነሉ ኮይኑ'ሎpodcast episode18 minutes 51 seconds