ዝግባእ ክፍሊት ኤለክትሪክ ትኸፍል ከምዘለኻ ቀንዲ መረጋገጺኡ፣ ነቲ ዝኽፈል ክፍሊት ዝገልጽ ወረቐት ወይ ቢል ምፍላጥ እዩ። ኣብቲ ዝስደድ መኽፈሊ ክፍሊት ወይ bill ጸገም ምስዝህሉ ወይውን ኣብ እዋኑ ክትከፍል እንተዘይኪኢልካ ክሕገዘሉ ዝኽእሉ ኣገባባት ኣለው።
Share
LIVE, FREE and EXCLUSIVE

Utility and rates bills in Melbourne, Monday, June 4, Source: AAP
Published
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends