SKIP TO MAIN CONTENT

ህዝባዊ ናዕቢ ኣልጀሪያ፡ ንመንግስቲ ቡተፍሊቃ የነቓንቖ ኣሎ።

Feature
Algerian people, waving their national flags, . (AP Photo/Toufik Doudou) Source: AP

ናይ ኣልጀሪያ ፕረሲደንት ዓብደል ዓዚዝ ቡተፍሊቃ ንሓምሻይ እብረ ተወዳዲሩ ስልጣኑ ክቕጽል መዲብዎ ዝነበረ ብሰንኪ ኣብታ ሃገር ንሰሙናት ዝቐጸለ ህዝባዊ ተቓዉሞ ናይ 20 ዓመታት ኣብ ስልጣን ምጽናሑ ከምዘብቀዐ ኣፍሊጡ። ነቲ ኣብ ወርሒ ሚያዝያ ተመዲቡ ዝነበረ ከምዝናዋሕ ጌሩ፡ ማሕበራዊን ቁጠባውን ምምዕርራይ ከምዝግበርን ቃል ኣትዩ።

Published

By Charlotte Lam

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ናይ ኣልጀሪያ ፕረሲደንት ዓብደል ዓዚዝ ቡተፍሊቃ ንሓምሻይ እብረ ተወዳዲሩ ስልጣኑ ክቕጽል መዲብዎ ዝነበረ ብሰንኪ ኣብታ ሃገር ንሰሙናት ዝቐጸለ ህዝባዊ ተቓዉሞ ናይ 20 ዓመታት ኣብ ስልጣን ምጽናሑ ከምዘብቀዐ ኣፍሊጡ። ነቲ ኣብ ወርሒ ሚያዝያ ተመዲቡ ዝነበረ ከምዝናዋሕ ጌሩ፡ ማሕበራዊን ቁጠባውን ምምዕርራይ ከምዝግበርን ቃል ኣትዩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now