Australian Prime Minister Scott Morrison with wife Jenny children Abbey and Lily after winning the 2019 Federal Election, Source: AAPውጽኢት ምርጫ ኣውስትራሊያ ከምቲ ኩሉ ዝተጸበዮ ኣይኮነን ኮይኑ ተረኺቡ። ክሳብ ሚሸት ዓርቢ መዕቀኒ ድምጺ ህዝቢ ናይ ቢል ሸርተን ሰልፊ ለበር ከምዝዕዎት እዩ እቲ ትንቢት ኔሩ። ብዙሓት ሰባትውን ስኮት ሞሪሰንን ሰልፉን ናብ ወናብር ተቓዋሚ ከምዝግ ዕዙዩ እቲ ትጽቢት፡ ድምጺ ምስተዋህበ ግና ህዝቢ ኣውስትራሊያ ከምቲ ትጽቢት ዘይኮነስ ነቲ ኣብ ስልጣን ዝጸንሐ ሰልፊ ልፍንቲ ክመርሖ ብጸቢብ መሪጽዎ ኣሎ።
ውጽኢት ምርጫ ኣውስትራሊያ ከምቲ ኩሉ ዝተጸበዮ ኣይኮነን ኮይኑ ተረኺቡ። ክሳብ ሚሸት ዓርቢ መዕቀኒ ድምጺ ህዝቢ ናይ ቢል ሸርተን ሰልፊ ለበር ከምዝዕዎት እዩ እቲ ትንቢት ኔሩ። ብዙሓት ሰባትውን ስኮት ሞሪሰንን ሰልፉን ናብ ወናብር ተቓዋሚ ከምዝግ ዕዙዩ እቲ ትጽቢት፡ ድምጺ ምስተዋህበ ግና ህዝቢ ኣውስትራሊያ ከምቲ ትጽቢት ዘይኮነስ ነቲ ኣብ ስልጣን ዝጸንሐ ሰልፊ ልፍንቲ ክመርሖ ብጸቢብ መሪጽዎ ኣሎ።