SKIP TO MAIN CONTENT

ምጉዳል ብከላ ኣብ ኣውስትራሊያ

The burning of fossil fuels release large amounts of carbon dioxide and other greenhouse gases into the atmosphere. Image: Tiff Ng/Pexels
Credit: Beyene Weldegiorgis

ዓለምና ብሰንኪ ክሊማዊ ለውጢ ዝመጽእ ዘሎ ሳዕቤን ኣብ ኣዝዩ ሻቕሎት ትርከብ ፣ ምልውዋጥ ኣብ መላእ ዓለም ዘሎ ምቘትን ኵነታት ኣየርን እናገደደ ይኸይድ ኣሎ ። ንምዕባለ ዘመናዊ ዓለምና ክበሃል ምንዳድ ከም ከሰል ፡ ነዳድን ጋዝን ዝኣመሰሉ ዝግበር ዝነበረ ንጥፈታት ደቂ ሰብ ፡ ቀንዲ መራሒ ለውጢ ክሊማ እዩ ነይሩ ። ነቲ ምንዳድን ንዕ ኡ ስዒቡ ዝትፋእ ትኪ ካርቦን ምንካይ ፡ ንሳዕቤን ለውጢ ክሊማ ንምጕዳል ፡ ከምኡውን ነቲ ዝያዳ ተሓዳሲ ጸዓት ንምጥቃም ኣገዳሲ ስጕምቲ እዩ ። ኣውስትራሊያ ናይ ንነዊኅ እዋን ምትፋእ ካርቦን ካብ ምቅጻል ነዳዲ ናይ ምጉዳል ውጥን ከምዘለዋን ነዚ ክትበጽሖ ከምትፍትን ምፍላጥ ንኹሉ ሰብ ማለት ካብ ውልቀ-ሰባት ክሳብ ቤተሰብን ቢዝነስን ሓይሊ ከምዝረክብን ዓለማዊ ዋዒን ክሊማዊ ለውጥን ንምግታእን ትሰርሕ ።

Published

Updated

By Phil Tucak

Presented by Beyene Semere Weldegiorgis

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ዓለምና ብሰንኪ ክሊማዊ ለውጢ ዝመጽእ ዘሎ ሳዕቤን ኣብ ኣዝዩ ሻቕሎት ትርከብ ፣ ምልውዋጥ ኣብ መላእ ዓለም ዘሎ ምቘትን ኵነታት ኣየርን እናገደደ ይኸይድ ኣሎ ። ንምዕባለ ዘመናዊ ዓለምና ክበሃል ምንዳድ ከም ከሰል ፡ ነዳድን ጋዝን ዝኣመሰሉ ዝግበር ዝነበረ ንጥፈታት ደቂ ሰብ ፡ ቀንዲ መራሒ ለውጢ ክሊማ እዩ ነይሩ ። ነቲ ምንዳድን ንዕ ኡ ስዒቡ ዝትፋእ ትኪ ካርቦን ምንካይ ፡ ንሳዕቤን ለውጢ ክሊማ ንምጕዳል ፡ ከምኡውን ነቲ ዝያዳ ተሓዳሲ ጸዓት ንምጥቃም ኣገዳሲ ስጕምቲ እዩ ። ኣውስትራሊያ ናይ ንነዊኅ እዋን ምትፋእ ካርቦን ካብ ምቅጻል ነዳዲ ናይ ምጉዳል ውጥን ከምዘለዋን ነዚ ክትበጽሖ ከምትፍትን ምፍላጥ ንኹሉ ሰብ ማለት ካብ ውልቀ-ሰባት ክሳብ ቤተሰብን ቢዝነስን ሓይሊ ከምዝረክብን ዓለማዊ ዋዒን ክሊማዊ ለውጥን ንምግታእን ትሰርሕ ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now