SKIP TO MAIN CONTENT

ኢህወደግ ካብ ውሽጡ ብዝቦቐለ መሪሕነት ነብሱ ኣጥፊኡ፡ ነቲ ለውጢ ኣነ 'ጥይት ዘይተተኮሶ ዕልዋ መንግስቲ' እየ ዝብሎ

A/Prof Weldeabraha Niguse from the University of Melbourne
Source: YouTube

ሓጋዚ ፕሮፌሰር ወልደኣብርሃ ንጉሰ ምሁር ስነዜጋን ስነምግባርን ኣብ ዩኒቨርሲቲ መቐለ'ዩ። ንህሉው ኩነታት ኢትዮጵያ ብፍላይ ከኣ ንኣካታዒን ኣሰሓሓብን ኮይኑ ዝቕጽል ዘሎ ጉዳይ ውህደት ኢህወደግ፡ ነዚ ዝቃወም ዘሎ ህወሓትን ጸዊዕዎ ዘሎ ህጹጽ ጉባኤን፡ ብሓፈሽኡ መጻኢ ዕድል ኢህወደግን ክንምልከት ኢና። ኣብ'ዚ ዕላል ዝተኻተቱ፡ * 'ኢህወደግ ካብ ውሽጡ ብዝቦቐለ መሪሕነት ነብሱ ኣጥፊኡ'ዩ' * 'ነቲ ለውጢ ኣነ 'ጥይት ዘይተተኮሶ ዕልዋ መንግስቲ እየ ዝብሎ' * ብህወሓት መሪሕነት ተወጢኑ ዝነበረ ለውጢን ብብልጽግና ፓርቲ ዝካየድ ዘሎ ለውጥን እንታይ ፍልልይ ኣለዎም? * ሕጊ ምፍራስን ምብታንን ወይ ከአ ውህደት ምፍጣር እንታይ ይመስል? ስልጣን ከየረከብካ ሱቕ ኢልካ ስም ክትቅይር ይከኣል ዶ? * ሕቶ ህዝቢ ዝምልስ ዘሎ ህወሓት ድዩ ወይስ እቶም ብብልጽግና ፓርቲ ዝምርሑን ኣብ ውህደት ዝጽንበሩ ዘለውን?

Published

Updated

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ሓጋዚ ፕሮፌሰር ወልደኣብርሃ ንጉሰ ምሁር ስነዜጋን ስነምግባርን ኣብ ዩኒቨርሲቲ መቐለ'ዩ። ንህሉው ኩነታት ኢትዮጵያ ብፍላይ ከኣ ንኣካታዒን ኣሰሓሓብን ኮይኑ ዝቕጽል ዘሎ ጉዳይ ውህደት ኢህወደግ፡ ነዚ ዝቃወም ዘሎ ህወሓትን ጸዊዕዎ ዘሎ ህጹጽ ጉባኤን፡ ብሓፈሽኡ መጻኢ ዕድል ኢህወደግን ክንምልከት ኢና። ኣብ'ዚ ዕላል ዝተኻተቱ፡ * 'ኢህወደግ ካብ ውሽጡ ብዝቦቐለ መሪሕነት ነብሱ ኣጥፊኡ'ዩ' * 'ነቲ ለውጢ ኣነ 'ጥይት ዘይተተኮሶ ዕልዋ መንግስቲ እየ ዝብሎ' * ብህወሓት መሪሕነት ተወጢኑ ዝነበረ ለውጢን ብብልጽግና ፓርቲ ዝካየድ ዘሎ ለውጥን እንታይ ፍልልይ ኣለዎም? * ሕጊ ምፍራስን ምብታንን ወይ ከአ ውህደት ምፍጣር እንታይ ይመስል? ስልጣን ከየረከብካ ሱቕ ኢልካ ስም ክትቅይር ይከኣል ዶ? * ሕቶ ህዝቢ ዝምልስ ዘሎ ህወሓት ድዩ ወይስ እቶም ብብልጽግና ፓርቲ ዝምርሑን ኣብ ውህደት ዝጽንበሩ ዘለውን?

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now