Source: Abrham Fa (FB)ኣርእስታት ዜና፡ ሓንቲ እስራኤላዊት ተመሃሪት ኣብ በረኻታት ደንከል ኢትዮጵያ ህይወታ ሓሊፉ። ብሪጣኒያ ካብ ሕብረት ኣውሮጳ ኣብ ትፈላለየሉ እዋን ናይ መሰጋገሪ ዉዕል እንተዘይፈሪማ ኣብታ ሃገር ሕጽረት ነዳድን መግቢን ከጋጥም እዩ ዝብል ሓበሬታ ምልሓኹ። ኣብ ሆንግ ኮንግ ቀጺሉ ኣብ ዘሎ ናይ ተቓዉሞ ሰልፊ፡ ትማሊ ልዕሊ ሓደ ሚሊዮን ሰባት ከምዝተሳተፉ ኣተሓባበርቲ እቲ ሰልፊ ገሊጾም። ክልተ ሓዲሽ መድሃኒት ሕማም ኢቦላ ተረኺቡ። ኣመሪካ ሓደጋ ቁጠባዊ ቅልውላው ኣየንጸላልዋን ዘሎ ክብል ሓደ ኣማኻሪ ኣብ ዋይት ሃውስ ገሊጹ፡
ኣርእስታት ዜና፡ ሓንቲ እስራኤላዊት ተመሃሪት ኣብ በረኻታት ደንከል ኢትዮጵያ ህይወታ ሓሊፉ። ብሪጣኒያ ካብ ሕብረት ኣውሮጳ ኣብ ትፈላለየሉ እዋን ናይ መሰጋገሪ ዉዕል እንተዘይፈሪማ ኣብታ ሃገር ሕጽረት ነዳድን መግቢን ከጋጥም እዩ ዝብል ሓበሬታ ምልሓኹ። ኣብ ሆንግ ኮንግ ቀጺሉ ኣብ ዘሎ ናይ ተቓዉሞ ሰልፊ፡ ትማሊ ልዕሊ ሓደ ሚሊዮን ሰባት ከምዝተሳተፉ ኣተሓባበርቲ እቲ ሰልፊ ገሊጾም። ክልተ ሓዲሽ መድሃኒት ሕማም ኢቦላ ተረኺቡ። ኣመሪካ ሓደጋ ቁጠባዊ ቅልውላው ኣየንጸላልዋን ዘሎ ክብል ሓደ ኣማኻሪ ኣብ ዋይት ሃውስ ገሊጹ፡