ብ 7 ጥቅምቲ 2023 ሓምስ ኣብ ልዕሊ እስራኤል ሃንደበታዊ መጥቃዕቲ ድሕሪ ምፍናው፡ ግጭት እስራኤል ፍልስጢኤም ናብ ዝኸፍአ ኩነታት ኣምሪሑ ኣሎ። ኣብ እስራኤል ካብ ዝነብሩ ኣስታት 30,000 ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት እቶም ኣስታት 17,000 ዝኾኑ ኤርትራዊያን እዮም። እዚ ኩነታት ብኸመይ ይጸልዎም ከም ዘሎን ዝወስድዎ ስጉምቲ እንተሎን ኩነታቶም ገሊጾምልና ኣለዉ።
Share

Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Share this with family and friends
