Source: SBS Tigrinyaዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (ሶኑይ 01/07/2019) መንግስቲ ኤርትራ መደበር ዜና አልጀዚራ አንጻር ኤርትራ ተካይዶ ዘላ ቀጻሊ ጎስጓስ ከንቱ ፈተነን ባዶን’ዩ ክብል መግለጺ አውጺኡ: ፖሊስ ቪክቶርያ ህጹጻት ንዘይኮኑ ጉዳያት ሰባት ዝድውልሉ ሓድሽ 24 ሰዓታት አገልግሎት ዝህብ መስመር ከፊቱ ሓይልታት ጸጥታ ኢትዮጵያ ከባቢ 300 ሰባት አብ’ቲ ሰነ 22 ዝተኻየደ ዘይተዓወተ ዕልዋ መንግስቲ ተሳቲፎም ብዝብል ጥርጣረ ኣሲሮም- ሺንሁዋ አብ 'ምረሻ ሚልዮናት' ህዝባዊ ተቓውሞ ሱዳን ብውሑዱ ሸውዓተ ሰባት ክሞቱ እንከለው ልዕሊ 180 ዝኾኑ ቆሲሎም
ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (ሶኑይ 01/07/2019) መንግስቲ ኤርትራ መደበር ዜና አልጀዚራ አንጻር ኤርትራ ተካይዶ ዘላ ቀጻሊ ጎስጓስ ከንቱ ፈተነን ባዶን’ዩ ክብል መግለጺ አውጺኡ: ፖሊስ ቪክቶርያ ህጹጻት ንዘይኮኑ ጉዳያት ሰባት ዝድውልሉ ሓድሽ 24 ሰዓታት አገልግሎት ዝህብ መስመር ከፊቱ ሓይልታት ጸጥታ ኢትዮጵያ ከባቢ 300 ሰባት አብ’ቲ ሰነ 22 ዝተኻየደ ዘይተዓወተ ዕልዋ መንግስቲ ተሳቲፎም ብዝብል ጥርጣረ ኣሲሮም- ሺንሁዋ አብ 'ምረሻ ሚልዮናት' ህዝባዊ ተቓውሞ ሱዳን ብውሑዱ ሸውዓተ ሰባት ክሞቱ እንከለው ልዕሊ 180 ዝኾኑ ቆሲሎም