Source: Awateዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (29/08/2019) -ሃገራዊ ስነስርዓት ቀብሪ ምክትል ቀዳማይ አውስትራልያ ነበር ቲም ፊሸር ብኽብሪ ተፈጺሙ፡ ምስ ኤርትራ ዝነበሮ ርክብ ተዘኪሩ -ስልማት ሰላም ንቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣቢይ ኣሕመድ -ብዙሓት ስደተኛታት ጽዒና ማእከላይ ባሕሪ ክትሰግር ትፍትን ዝነበረት ሓንቲ ጃልባ ልዕሊ 40 ሰባት ደሃዮም ስለዝጠፍአ ጥሒሎም ከይኮኑ ተሰጊኡ። -ኤርትራን ኢትዮጵያን ዘራኽብ መንገዲ ሓድሽ ዓመት ግእዝ ክምረቕ ምዃኑ ሚኒስትሪ መጓዓዝያ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (29/08/2019) -ሃገራዊ ስነስርዓት ቀብሪ ምክትል ቀዳማይ አውስትራልያ ነበር ቲም ፊሸር ብኽብሪ ተፈጺሙ፡ ምስ ኤርትራ ዝነበሮ ርክብ ተዘኪሩ -ስልማት ሰላም ንቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣቢይ ኣሕመድ -ብዙሓት ስደተኛታት ጽዒና ማእከላይ ባሕሪ ክትሰግር ትፍትን ዝነበረት ሓንቲ ጃልባ ልዕሊ 40 ሰባት ደሃዮም ስለዝጠፍአ ጥሒሎም ከይኮኑ ተሰጊኡ። -ኤርትራን ኢትዮጵያን ዘራኽብ መንገዲ ሓድሽ ዓመት ግእዝ ክምረቕ ምዃኑ ሚኒስትሪ መጓዓዝያ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።